ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዝ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 2, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ
2 ቲን ናምበር ዘለዎም
3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09