ትካልና ንስራሕተኛታቱ ኣብ ከባቢ ኩሓ ኣይናለመን ሰበዓ ካሪ ካባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ግልጋሎት ሰርቪስ ንጉሆን ምሸትን ኣብፂሒካ ምምላስ ሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ደረጃ ሃርፉ ሚኒባስ ተካሪዩ ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።