Closed
ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃነፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ዝስተማይ ካብ ቢሮ ማይ ፈሳስን/ካብ ኩሓ ካብ 15 ሜትር ኪብ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ምስ ዝክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2018ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/10/1018 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ