ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ ውን ንናይ ሆስፒታልና ንዘለዋና ኣናእሽተይ መካይን ፀገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ክፍለከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ከባቢ ጥምቀት ዝጥመቀሉ ቦታ ናብ ክ/ከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ቤት መገጃ ክ/ከተማ ኲሓ ዝነበርዎ ቢሮናይ ቢሮ አቀሑት ከጋዓዕዝ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይ ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ንስራሕተኛታቱ ኣብ ከባቢ ኩሓ ኣይናለመን ሰበዓ ካሪ ካባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ግልጋሎት ሰርቪስ ንጉሆን ምሸትን ኣብፂሒካ ምምላስ ሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ደረጃ ሃርፉ ሚኒባስ ተካሪዩ ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንስልጠና ዝውዕል ናይ ምንፃፍ እምኒ (ኮብል ስቶን ) ናይ ትራንስፖርት መጓዓዓዚ ዋጋን ክሬሽ / ፀፀር / 00 ዓቕን ምስ ትራንስፖርቱን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጫርት ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ትራንስ ፖርት/ ሰርቪስ/ዝህብ መኪና ብጨረታአወዳዲሩ ውዕሊ ክአስር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም ዝዉዕል ናይ ከይዲ ሰራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀን ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ መቐለ አገልገግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ቦቲ ንተክለሊ መስተይን : ንናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክካረይን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ