ተዓፅዩ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 26, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።