ማሕበር ልምዓት ትግራይ ደንቢ ክዳን ስራሕተኛታት ዝምልከቶም ትካላት ኣዳዲሩ ክድን ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 29, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 30, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 8, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ማእኸላይ ኮቦርታ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ