ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን መጋረጃን ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን መጋረጃን ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ደንቢ ክዳን ስራሕተኛታት ዝምልከቶም ትካላት ኣዳዲሩ ክድን ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 29, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 30, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሓምለ 27, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ደንቢ ክዳን ስራሕተኛታት ዝምልከቶም ትካላት ኣዳዲሩ ክድን ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 8, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታናዕዴር ዓዴት ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ደንቢ ኸዳን ሰራሕተኛታቱ ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 22, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 23, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ደንቢ ኸዳን ሰራሕተኛታቱ ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኣክሱምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌትክሪክ : ኣዉቶ ስፔር 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሮንክስን : ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲን 5000 :ጨረቂ 5000 ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 11, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (Stationary Materials) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ(Electronics) ፥Textile materials (Student Uniform) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (Stationary Materials) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ(Electronics) ፥Textile materials (Student Uniform) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንወረዳ እንዳሞኮኒ ዘላቂ ዉልቀ ደን ልምዓት ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ናይ ንህቢ መራብህቲ : ናዉቲ ኣልባሳትን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመኮኒናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ህንፃ መሳርሒ 4000 : ናይ ንህቢ መራብህቲ ን ናዉቲ ኣልባሳትን 10000 : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር 5000 : ኤሌክትሮኒክስን 10000ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንወረዳ እንዳሞኮኒ ዘላቂ ዉልቀ ደን ልምዓት ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ናይ ንህቢ መራብህቲ : ናዉቲ ኣልባሳትን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅ/መሳርሕን ጨርቃጨርቅን ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅ/መሳርሕን ጨርቃጨርቅን ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ስለዝደለየት
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኮቦርታ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኮቦርታ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኸዳን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 13, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኸዳን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።