ኮሌጅ መሰልጠኒን ቴክኒክን ሞያን ማይጨዉ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ብዝተፋላለየ ንግዲ ዘርፊ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ: መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ኣቁሑት ፅሕፈትን : ዝተፈላለየ ዓቀናትን ዓይነት ፀፀራት: ብሎከት :ኮብልስቶን: ዝተፈላለዩ መጋረጃ : መሳርሒታት ምግቢ :መሳርሒ ግልጋለት ዝዉዕሉ ዓለባ ክትጫረቱ እትደልዩ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንአብያተ ቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሐት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን :መፅሓፍትን : ኣቁሑት ቢሮ :ኣቁሑት ገዛ :ህንፃ መሳርሒ: ዝተፈላለዩ ዓይነት መኪና ክራይ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንደርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኢ/ማቴሪያል: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት :ስራሕቲ ፍልፍል ምጉልባት : ዚንጎ ማይ ሙዑቃር ወይድማ ሩፍ ዋተር ሃርቨስቲንግ : ፓምፕ ሃዉስ ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብ ቢሮና ዌብሳይት ዲቨሎፕ ክገብርን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ኣቁሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ናይ 2008 ዓ/ም 3ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ንዕድም ካበ ሕጋዉያን መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣግበ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ሃለቅትን ቀወምትን ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝጥቀመሎም ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መፃሕፈቲ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ናይ ፅሬት ኣቁሑት ሎት 3 ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ በብዝርፍኩም ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቑሑት ኤሌክትሪክ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ