ተዓፅዩ

ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ፅሬት :አናእሽቲ መሳርሕን :ናይ ዕንፀይቲ ስራሕ: ሞተር ብስክሌትን ንምዕዳግ ከምኡዉን ዝተፋላለያ ኮምፒተራት ላፕቶፓት ፕሪንተራት ማሽን ፎቶ ኮፒን ንምፅጋን ስለዝደሊ ዝሰዕብ ረቀሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሐመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት :አቁሑት ኤለክትሪክ: አቁሑት ቡንባ: ኣንሶላ: መለዋወጢ አቁሑት ጀነሬተር: ፃዕዳ ጣፍ :መለዋወጢ አቁሑት መኪና ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሕፍትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ