ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እገላ ኣብ በጀት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እገላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን ፡መሳርሒ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ወረዳ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።