ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሐት ኣዉቶቮቲቭን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲ ጉዶም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።