ተዓፅዩ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012 ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 7, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 8, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰነይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑ ፅሬትን ፣ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 7, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ናይ ሎት 1 ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ሎት2ተ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ፈርኒቸርን ሎት 3ተ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር፣ ፕርንተር ላፕቶፕ፣ ዩፒኤስ ፣ ቢመር፣ ቢድዮ ካሜራ ፣ ካማራን ዋየርለስ ማይክሮፎን ፣ ሎት 4ተ ፅሕፈት መሳርሒ 5ተ ናይ መኪና ጎማ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ መቅረብቲ ብዘርፊ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ ዉዕሊ ብምእሳር ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ