በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር በሰሜን ዕዝ የ7ኛ ሜ/ድ/ክ/ጦር ጠ/መምሪያ ለ2012 በጀት ዓመት የተለያዩ የፅህፈት መሳሪያ የተለያዩ የፅዳት ዕቃዎች ፣የአቡጀዲድ ጨርቃ ጨርቆች፣ የተለያዩ የተሽከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች ፣የሲቪል ሠራተኞች የአልበሳት ጫማዎችና የእጅ ጓንት በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ መኪና ጎማን ኣቅሑትን፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ነቲ ትካል አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኤሌክትሪክን ፣ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012 ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰነይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑ ፅሬትን ፣ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀለምቲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ሞተር ሳይክልን ብአተዊ ቤት ማዘጋጃ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
የሰቲት ሑመራ ዕቅድና ፋይናንስ ፅህፈት ቤት ለ2012 በጀት ዓመት ለተለያዩ አገልግሎት የሚውል ንብረት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማን ባትርን፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ንቤት ፅሕፈትና ክገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር፣ ፅሬት መሳርሕን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ ተወሳኺ ኣንብብ