ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፕሪንተር ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 6, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 6, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 7, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ ሎት 1- ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ፣ሎት 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 3- ናይ ላብራቶሪ ኬሚካል፣ ሎት 4- ንምርምር መሳርሒ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእ ተተሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር ( ስፔስፊኬሽን ) መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 03 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቲ ከምትኽእሉ ነፍልጥ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s