Closed
ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 5, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ