ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2013ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሕንጣሎ ዋጅራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።