ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ከተማ እንዳባጉና ናይ 2013ዓ/ም ሱሩዕ በጀት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ አንዳባጉና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መሳርሕታት ሕትመት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ፈርኒቸርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንዳባ ጉና ተወሳኺ ኣንብብ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 2, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኹሓ ሆስፒታል ን2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝተደለየ ዝምልከቶኩም ናይዚ መቕረብቱ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ረቃሕታት ንከተቅርቡ ንገልፅዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቋ ምላሽ ከተማ ወይኒ አብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ጥሙር ዕዲጊት ንወረዳ ጣንቋ ምላሽ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ናይ መኪና ጎማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም ንከይዲ ስራሕ ካብ ዝተመደበሉ በጀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ጎማታት መኪናን ፣ ብሽክሌታን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቡራሸለና ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ፈርኒቸር ፣ አሌክትሮኒክስ፣ መኪና ሰርቪስ ፣ ከጫርት ወይ ድማ ከገልግል ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ኣብ ከተሙኡ ንዘሎ ፀገማት ፣ ናይ ኮምፕተራት ፣ ጣዉላን ዉፅኢት ፈርኒቸር ወይ እዉን ናዉቲ ቤት ዕዮን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ንምፍታሕ ሕጋዊ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2013 በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበዓ ንሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 2 ናይ ፅሬት መሳርሒ፣ ሎት 3 ናይ ሕትመት መሳርሒ ፣ ሎት 4 ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ፣ ሎት 5 ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ሎት 6 ህንፃ መሳርሒ ፣ ሎት 7 ኣዉቶሞቲቭ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2013 ናይ 1ይ ዙር ጨረታ ን6ይ ዙር ስልጠና መናእሰይ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኤሌትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት፣ ማይ መሳርሒ ፣ ኮንስትራክሽን መሳርሕታት ፣ ናይ ኮስሞቲክስ ኣቅሑት ፣ ጨርቃ ጨርቅ ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ምህጣር ከፍትን ፀባ ላሕምን መሳርሒ ፣ ናይ ምርባሕ ደርሁ መሳርሒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ