ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮሮም ኣብ 2013ዓ/ም ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 መገጣጠምን ቱቦን ቆፃርን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ / ፓምፕ/ ሎት3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት በቢ ዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኮረም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቤት ዕዮ፣ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኮምኡ እዉን ዲኤስ ቲቪ፣ ማለት ብረታ ብረት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ከምኡ እዉን መሳርሒ ህንፃ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 30, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 30, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ መድሓኒት እንስሳት ፣ ካብ ሕጋዉያን ተጫረቲ ክዕድግ ስለዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 24, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 24, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ60.00
ዝወፀሉ መዓልቲ