ተዓፅዩ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ካይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንደስላሴ ኣብ ምምሕዳ ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተርን ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናዉቲ ገዛ ኣቅሑ : ንቂራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑ : ንቂራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምና : ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ወረዳ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ናዉቲ ፅሬት: ጎማን ባትሪን መኪና : መቀያየሪ ኣቁሑት መኪና ከምእዉን ናዉቲ አሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 30, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 15, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ