ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ግልጋሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፕሪፓራቶሪ መፅሓፍቲ :ንቤተ ፈተና ዘገልግሉ ኬሚካላትን ማተሪያላትን :መሳርሕታት ቴክኒካል ድሮዊንግ :ናዉቲ ስፖርት :መሳርሒ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ቢሮ ማለትዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወርዒ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2009 ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ዕጥቅታት ስፖርት አቁሑት ማይ አቁሑት ኤለክትሪክ፡ሎት 2 መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
በኣፋር ብሔራዊ መንግስት የኣርብቶ አደር ግብርና ልማት ቢሮ በ 2009 ዓም በጀት ዓመት ለማከናወን ካቀዳቸዉ ግዥዎች ዉስጥ የመጽሔት ህትመት: የቲሸርት ህትመት : ዋንጫ : ሜደሊያ: ሪቫል : ባነር: ሰርተፊኬት : በፍሬም የተዘጋጁ የተለያዩ የኣፋር ቅረፃ ቅርፅ እና የኣፋር ባህላዊ ቁሳቁሶች በአገር ዉስጥ ገበያ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ሎት1 ናይ መኪና ጎማን ባትርን : ሎት2 መለዋወጢ አቁሑ መኪና: ሎት3 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ሎት4 ሞተር ሳይክል: ሎት5 ናይ መኪና መጋየፂ: ሎት6 ሳይክል: ሎት7 ሕትመት: ሎት8 ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ አብ 2009 ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቑሑት ናዉቲ ጨንፈር ማእከል : ናዉቲ ቤተ ንባብ : ናይ ስፖርትዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ኣፅቢ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈተ መሳርሕታት: ኤለክትሮኒክስ: ኬሚካላት: ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቲ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ስፖርት ማተርያልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ፈርኒቸር: ሓፂነ መፂንን :ሞተር ሳይክል: ሳይክል:ኤለክትሮኒክስ :ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ተሸከርከርቲ ጎማታት መመላክዒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ንጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕል ትቦታት ማይን መገጣጠምኡን ቆፀርትን : አቁሑ ኤለክትሪክ : ሳይከልን :ኮምፒተር ምስ ፕሪንተር :መሳርሒ ፅሕፈት ካልኦት ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ