ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ሀለቅቲአቁሑትን: ሕትመታት :አቁሑት ፅሬት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ;:ኮምፒተርን ኮምፒትር አክሰሰሪን ናይ ንእሽተይን ዓበይትን መካይን ስፔራት :ናይ ግሪደር ስፔር :ሞተር ሳይክል: ናይ ስፖርት ዕጥቅታትብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብናይ መደበኛ በጀት ን 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ፈርኒቸር: መሳርሒ ህንፃ :መሳርሒ ፅሬትን :ናዉቲ ስፖርት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀገዴ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሕታት ፅሬት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ዕጥቅታት ስፖርትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ንምምሃር ምስትምሃ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኤለክትሮኒክስ: ዕጥቅታት ስፖርት :መሳርሒ መለዋወጢ መኪናን: መሳርሒ ሙዚቃን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፈርኒቸር መድሓኒት እንስሳ ናዉቲ ትምህርቲ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፈርኒቸር መድሓኒት እንስሳ ናዉቲ ትምህርቲ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ናይ ቤ/ፅ/ት ምም/ር ኣብ በጀት ዓመት 2009 ንዝትፈላለዩ ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ደጎዓ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት :ናይ ዜብራ ቀለም :ኤለክትሮኒክስ: ምሩፅ ሓመድ ምፍራይ ወይዉን ዶዘር ክራይ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ህንፃ መሳርሒ: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን :ዕጥቂ ስፖርትን ን 2009 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ክገዝን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ሀለቅቲአቁሑትን: ናይ ፅሬት አቁሑት: ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮ :ሕትመትን: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ