ተዓፅዩ
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፣
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።