ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ | ፍይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይተገለፀን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018
posted: ቅድሚ 6 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ዕላማ ጨረታ: ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ (መቑፀሪ፡ 61/2-3/1/01) ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተፈላጊ መስፈርቲ: ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ቑፅሪ፣ ናይ መቕረባይነት መረጋገፂ ሰርቲፊኬትን ናይ ቫት (VAT) ተመዝጋቢ ዝኾኑን ነጋዶ ክወዳደሩ ይኽእሉ።
* መሸጢ ሰነድ ፍያ ደረጅን: ካብ ዕለት 13/08/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 22/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 150.00 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ቑፅሪ 3-19 ሰነድ ምውሳድ ይክኣል።
* ወከፊ ሓበሬታ: ንዝበለፀ መብርሂ ብስልኪ ቑፅሪ 0914706215 ምድዋል ይክኣል።

ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ቑፅሪ ዕክንም 61/2-3/1/01
ዕለት 13/08/2018 ዓ/ም
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰርት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ቲን ናምበር መቕረባይነት ኣብ VAI (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 13/08/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 22/08/18 ዓ.ም ሳዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-19 ዘይምለሰ ብር 150.00/ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን ብር/ ሰነድ ናይ መኪና ጎማ ከፊልኩም ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
ንፍሉይ ሓበሬታ
ስ-ቑ-0914706215