Closed
ኣብ ክ/ከ/ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለየ ዓይነት ብሓራጅ ዝሽወጥ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ