Closed
ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ወረዳ ጣንቋ ምላሽ ጣብያ ኣግበ ዝርከብ ኣብ 5.300 ሜ.ካ ዝዓረፈ መፃረዩ ናይስ ፋብሪካ ዕሹግ ማይ ነቲ ፋብሪካ ዝምግብ ዝፃረ ማይ ተመራፅን ንጥዕና ዝስማዕማዕን ተፈጥራኣዊ ፍልፍል ማይ ዘለዎ ብዘለዎ ኩነታት ብጨረታ ኣዋዳዲሩ ከሸይጥ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ