ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት እስክራፕ ማለት እዉን 250 ሓባ በርሚል: :230 ሐባ ጣዉላ ማዕፆ :200 ሐባ ጀሪካን :124 ሐባ ናይ መኪና ባትሪ :330 ሐባ ናይ አናሽተይ መኪና ጎማ :151 ሐባ ናይ ዓበይቲ መኪና ጎማ :938 ሓባ ናይ ማን ትራክ ጎማ ንዓማዊል ግልፂ ጨረታ ብምወፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፋቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ማሕበር ጉዱኣት ኹናት ትግራይ ብ1988 ዓ/ም ዝተመስረተ መንግስታዊ ዘይኮነ ንትርፊ ዘይቆመ ሃገር በቀል ማህበር ኮይኑ ኣብ ኢትዮጵያ ትካላት ሲቪል ማህበረሰብ ኣዋጅ ቁፅሪ 1113/2011 ኣፍልጦ ተዋሂብዎ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ ትካል እንትኾን ኣብ ኣባላቱ ማሕበር ኢኮኖያዊ ፀገም ንምፍታሕ ኣናሰርሐ ዝርከብ ማሕበር ኮይኑ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ኮምፒዩተር፣ ፎቶ ኮፒ፣ ፕሪንተር፣ ጠረጰዛን ወንበርን ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ብዝሕ ዝበለ ጣውላን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅና ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ ውሽጡ ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዘይውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከወግድ /ክሸይጥ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s