Closed
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረት ማለትዉን ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ቢሮ ኣቑሑት ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኤሌትሮኒክ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክወግድ ክሸይጥ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ