ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንኮሮም ሰቆጣ ዓብይ ዓዲ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ኮሮም ላሊበላ መገንፀሊ ኩንትራት 3 ኣበርገለ ኣግበ ን ሆቴል ኣብርሃ ካስትልን ማለት እዉን መቐለ ናይ ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስትጌት ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።