ትሕዝቶ ምምሕያሽን ግዜ ምንዋሕን ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብርሃ ወኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ፕሮጀክት ሎት ሐደ ነበላት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲ ሎት ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋርድ ቪል ስራሕቲን ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከምዘጋወሐ ይፍለጥ እዩዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ደበርቺ ካብ አፀደ ማሪያም ክሊኒክ ናብ ኣስፋልት ብዕደጋ ቁፅሪ ዓድዋ/CW/DRN/01/18 ናይ ተፋሰስ ወይድማ ፓይፕ ድሪንጅ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ንማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋደሪል መንገዲ ስራሕቲ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ምድብ ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ምድብ ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ብናይ ከተማ ዉሽጢ ኣታዊ ሐድሽ ተፋሰስ ስራሕ ካብ ዕደጋ ቀበሌ 01 ናብ ነባር ተፋሰስ ቀበሌ 01 ብተወሳኪ እዉን ካብ ሓድሽ መንደር 2016 ዓም ዝተሰርሐ ተፋሰስ ናብ ሮቦ ሑጋ ዝስርሕ ብደረጃ 8 ደቂቅ ንግዲ ትካል RC ወይድማ GC ብብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይድማ ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራት ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ቀበሌ 02 ንዘሎ ናይ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን ኤምዲፒ ካብ ዝተትሓዘሉ ካፒታል በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ማለት እዉን ኮንሳልታንት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ሓየሎም ካብ መቀባር ደብርቺ መቀብር እስላም ናብ ሊዝ ዕደላ ብዕድጋ ቁፅሪ ዓድዋ /Cw/RGV/02 /17 ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተኮናተርቲ ደረጃ 7ንልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ክትሳተፉ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ሓየሎም ካብ ዓተር ድልድል ናብ ኣብነአረጋዊ ቤተክርስቲያን መንገዲ ብዕድጋ ቁፅሪ ዓድዋ /Cw/MA1/07 /17 ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊበዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተኮናተርቲ ደረጃ 7ንልዕሊኡን GC/RC ዝኮንኩ ተጫረቲ ክትሳተፉ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ወረዳ ፅምብላ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ካብ ፕሮጀክት ልምዓት ምላሽ ስደተኛታት ማለት እዉን DRDIP ዝተረከበ በጀት ኣብ 2017 ዓም ካብ እንዳባጉና ክሳብ ደብረ ማሪያም ቀበሌ ኣብ ዘሎ መንገዲ ናይ ፅገና ስራሕቲ ብጠቅለላ ኮንትራክት ንምስራሕ ስለዝተደለየ ኣብ ስራሕቲ መንገዲ ኮንስትራክሽን ወይድማ ጠቅላላ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ዘለዎ ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ኣብነት ዓዲ አዉን ፍርዲ ናብ ኡራኤል ቤተክርስቲያን ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ደረጃ 7 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ተጫረቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ