ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰለማ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ማእከል ኣሰፋቲ ዝተተከሉ ተክልታት ሓፁር ምሕፃር 2 ኣብ ከተማና ብጭቃ ኣፀጋሚ ዝኮኑ ቦታታት ጋራንቲ ንምፍሳስ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 4, 2010 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሃገረ ሰላም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።