ተዓፅዩ

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ን 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ዕድጊት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ዓባይ ጀነሬተርን፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ናይ ከባቢ ተፅዕኖ ፅንዓት ዘካይድ ኮንሰልታንት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት ናይ ሕትመት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንማእኸልና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (ናይ ቢሮ ፈርኒቸር)፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መጋየፂ፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርት፣ ናይ ኤግዝቭሽን ድንኳን ኣቅሑት፣ ናይ ኣዳራሽ ጨርቅን መጋረጃን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 13, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 13, 2012 3:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ