ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 6, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 7, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ን 2012 በጀት ዓም ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝትፈላለየ ዓይነት ሞዴል ሰለዎን መካይን ናይ በዓል ሞያ ጋራዥ ግልጋት ፅገናን ሰርቪስን ንመቅራብ: ከምኡዉን ድማ ዝተፈላለዮ ዓይነት ሞዴል ንዘለዎን ሞተር ሳይክላት ናይ በዓል ሞያ ግልጋት ፅገናን ሰርቪስን ንምቅራብ: ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ፎቶኮፒ ንክረክባ ናይ ፎቶኮፒ ግልጋሎት ንምቅራብ: ከምኡዉን ኣብ ወረድኡ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ ኣብ ሰለስቲአን ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ቀለብ ምቅራብ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 13, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

መቐለ ሆስፒታል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s