ተዓፅዩ

መባእታዊ ሆስፒታል ማይ ፀብሪ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስሩዕ መንግስታዊ በጀትን ዉሽጣዊ ኣታዊ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደሊ ተጫረቲ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 17, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣግበ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ናይ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት 1ይ በጀት ዓመት ን ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ህትመት ፡ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 15, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 10, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ንምግዛእ ስለ ዝደለየ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 5, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ፣ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ