ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ 2ይ መፍርቅ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ‚ኤሌክትሮኒክሰ ‚ተሽከርከርቲ ክምእ አዉን ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታድብድቦዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ 2ይ መፍርቅ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ‚ኤሌክትሮኒክሰ ‚ተሽከርከርቲ ክምእ አዉን ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑ ብፕሮ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑ ብፕሮ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 19, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 20000 ብር : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ጎማ መኪና : ቅብኣት : ናይ እንስሳ መድሐኒትን ናዉቲን ንሕድሕድ 5000 ብር : ኤሌክትሮኒክስ 30000 ብር : ንፈርኒቸር ዘይቲ ሞተርን መኪና : ህንፃ መሳርሒን : ሕትመትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዝፀገን ማዕፆን መስኮትን ናይ መኪና ፔር ፓርትን ንሕድሕድ 2000 ብርናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 4, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ከሐትም ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 9, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 4, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ከሐትም ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝጥቀመሎም ቀወምቲ ንብረት መፍለይ ንብረት ስያሜ ምሃብ (ኮድ ምሃብ) ንክትወዳደሩ ብምዕዳም ትካልና ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ክፍዕም ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝጥቀመሎም ቀወምቲ ንብረት መፍለይ ንብረት ስያሜ ምሃብ (ኮድ ምሃብ) ንክትወዳደሩ ብምዕዳም ትካልና ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ክፍዕም ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ኣብ ዓመት 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ኤለክትሮኒክስ ፣ሕትመት፣ ፅሬት ኣቑሑት፡ ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 4, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 5, 2018 10:30 ቅ/ሰዓትቦታሳ-ፃ-እምባናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ኣብ ዓመት 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ኤለክትሮኒክስ ፣ሕትመት፣ ፅሬት ኣቑሑት፡ ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፍርዲ ወረዳ ፍረወይኒ ኣብ ዓመት 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣሰክትኒክስ ሕትመት፣ ፅሬት ኣቑሑት፡ ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 4, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 5, 2018 10:30 ቅ/ሰዓትቦታፍረወይኒናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፍርዲ ወረዳ ፍረወይኒ ኣብ ዓመት 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣሰክትኒክስ ሕትመት፣ ፅሬት ኣቑሑት፡ ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ