ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : መድሓኒት እንስሳት : መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት: ዕጥቂ ስፖርት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላለየ ኣቅሑት ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ሃለቅትን ቀወምትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : መለዋወጢ ፅሬት ኣቅሑትን ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ምጉብናይ ንዝርከቡ ከባብያዊ መጎብነይቲ ዝኸውን ደንቢ ክዳን ብሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ቀፂሎም ብሎት ዝተገለፁ ግልጋሎታት ክረክብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት አዉን እስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሕትመትን ከምእዉን ናይ ኢንዳስትሪ ናዉቲታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገለን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕ/ ስለ ዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2018 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን ህክምናን : ባትሪን ተሸከርክርትን : መቀያየሪ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ : ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ
ጣብያ ጠዕና መቐለ ንፕሮ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ እንዳባጎና ናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማና ከተማ እንዳባጉና ዝረከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅትን ቀወምቲን ንብረታት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ናይ ኤሌክተሮኒክስ መሳርሒታትን : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንዳባ ጉና ተወሳኺ ኣንብብ
ንወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክ ፤ ፈርኒቸር ፤ፅርየት መሳርሒ ፤ ሕትመት መሳርሒ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ