ተዓፅዩ
ወረዳ ዓዴት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ፈይናንስን ብናይ ሴአር ፊርሲ ኤሲኢ በጀት አቢላ ኣብ 16 ጣብያታት ኣብ 36 ሳይታት ተገዚኡ ንዝትከል ታቤላታት ንምግዛእን ንምፃፍን ንምጎዓዓዝን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከፅሕፍን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 23, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 23, 2018 5:30 ደ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ