ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 21, 2018
posted: ቅድሚ 7 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፕሮፎርማ ሕትመት
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 01 | (CRV)ቅብሊት ፓድ | ፓድ | 50 |
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ሮቃሕትታት
1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ In number)፣ሕጋዊ ደረሰኝ ከቕርቡ ዝኽእሉ
2. እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ካብ 21/06/2018 እስካብ 26/06/2018 ዓ/ም 4፡00 ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት
3. ተወዳዳሪ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ኣብ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሪ ናብ ሰራሕ ክኣቱ ዝክእል።
4. ተወዳደርቲ ብናይ ባዓልኹም ሰነድ መሊእኹም አብ 15 ቐበሌ ጎኒ ከነማ ፋርማሲ አብ ዝርከብ ትካልና ምቕራብ ትኽእሉ ኢኹም፡፡
5. ቅብሊት ፓድ ደረሰኝ ብናይ ትካልና ሳምፕል መሰረት ምዃኑ ፈሊጥኹም ሳምፕል ምርኣይ ይኸውን።