https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19369

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ፕሮፎርማ ሕትመት

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
01(CRV)ቅብሊት ፓድፓድ50

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ሮቃሕትታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ In number)፣ሕጋዊ ደረሰኝ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2. እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ካብ 21/06/2018 እስካብ 26/06/2018 ዓ/ም 4፡00 ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት

3. ተወዳዳሪ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ኣብ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሪ ናብ ሰራሕ ክኣቱ ዝክእል።

4. ተወዳደርቲ ብናይ ባዓልኹም ሰነድ መሊእኹም አብ 15 ቐበሌ ጎኒ ከነማ ፋርማሲ አብ ዝርከብ ትካልና ምቕራብ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

5. ቅብሊት ፓድ ደረሰኝ ብናይ ትካልና ሳምፕል መሰረት ምዃኑ ፈሊጥኹም ሳምፕል ምርኣይ ይኸውን።