ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሕትመት : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ዝኮነ በቢዘርፉ ዝገልፅ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ፋይናንስን መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ 2018 ዓምንግዲ ፍቃድ ዝሐደሰ

4 ቲን ናምበር ሰርተፍኬት ዘለኩምን ሕጋዊ ደረሰኝ ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ቀረባ እዋን ናይ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ናይ ቀረባ ናይ ሐደ ወርሒ ቫት ዲክለር ናይ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ኩሉ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ጨረታ ክተእትዉ እትክእሉ

7 ኣብ እዋን ጨረታ መተአማመኒ ዝከዉን መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር :ንሕትመት 5000 ብር : ንኤሌክትሮኒክስ 15000 ብር

8 እቲ ንብረት ምስ ኣሸነፍኩም ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ኣብ ዉሽጢ ዝሐፀረ መዓልቲ ናብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ንበረት ክፍሊ መፂእኩም ብባዕልኩም ወይ ሕጋዊ ወኪልኩም ክተረክቡ እትክእሉ

9 ኣሸናፊ ምስተፈለጠ ድሕሪ ናይ ቅሬታ ግዜ ኣበ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉ

10 ካብ ዘሸነፍክምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥር ገንዘብ ወይ ካብ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ ወይድማ ቼክ 10 ሚእታዊ መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

11 ሰዓራይ ነጋዳይ ካበ ዝተቀመጠ መዓልቲ ወይ ድማ ዕለት ገደብ እንተሕሊፎም ወይ እንተሕሊፈን ኣብ ዉሽጢ 1 መዓልቲ 0.01 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዘሸነፎ ንብረት ዝቅፃዕ ኮይኖም ናይ መቅፃዕቲ መጠን ካብ ዘሸነፎ ልዐሊ 10 ሚእታዊ እንተኮይኑ ዉዕሊ ፈፃሚ አካል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

12 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር በቢዘርፉ ብምክፋል ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ካብ ክፍሊ ዕድጋ ክትወስዱ ትክእሉ

13 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 15/7/2018 ዓም ክሳብ 30/7/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ክትወስዱ ትክእሉ

14 ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 30/7/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 30/7/2018 ዓም 4:30 ይከዉን

15 ናይ ሕድሕድ ንብረት ዋጋ ኣብ ናይ ባዕልና መመቅረቢ ሰነድ ዝምልእ ጥራሕ እንትከዉን ነፀላ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን አፈላላይ ክህልዉ የብሉን

16 ተወሳኪ ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዉ የብሉን ናይ ባዕልካ መብርሂ ምጥቃም አይፍቀድን

17 ቤት ዕዩና ካብ ንገዝኦ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለዎ

18 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914778526 / 0930923019 / 0344441721

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s