ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳገመ ህንፀትን ሕየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባነር ሕትመት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳገመ ህንፀትን ሕየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባነር ሕትመት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2017 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ከተማ ፍረወይንን ኣብ ዓመት 2017 ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ መሳሪሒታትን ካልኦት ሃለቕቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2017 8:30 ቅ/ሰዓትቦታፍረወይኒናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ከተማ ፍረወይንን ኣብ ዓመት 2017 ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ መሳሪሒታትን ካልኦት ሃለቕቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (D card Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2017 9:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00 ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (D card Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን /ጋቦን ናይ ዳያኑ/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኣናእሽተይ መሳርሒታት፣ ናይ መኪና ጎማን መጋየፅን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ የካቲት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን /ጋቦን ናይ ዳያኑ/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኣናእሽተይ መሳርሒታት፣ ናይ መኪና ጎማን መጋየፅን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እውን -ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እውን -
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት ንብረት ሎት ሐደ ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ : ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሽድሽት ሕትመት ኣብ ሽድሽተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ 10000 :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ 10000 ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ 10000 ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ 5000 ሎት ሽድሽት ሕትመት 5000 ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት ንብረት ሎት ሐደ ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ : ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሽድሽት ሕትመት ኣብ ሽድሽተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ቢንካርድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 11, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ቢንካርድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2017 4:05 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት የካቲት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::