ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትነት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉእሉ ንብረታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ካስርሕን ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንፅውዕ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትነት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉእሉ ንብረታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ካስርሕን ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንፅውዕ፤
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ ናይ ሕትመት መሳርሒ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ ናይ ሕትመት መሳርሒ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ባነር ሕትመት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሰሩ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ባነር ሕትመት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሰሩ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ትራንስፖርትን መራክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ንቢሮ ግልጋሎት ናይ ህትመት ዉፅኢታት ሎት ሐደ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክልተ ካብ ሕጋዊያም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ትራንስፖርትን መራክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ንቢሮ ግልጋሎት ናይ ህትመት ዉፅኢታት ሎት ሐደ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክልተ ካብ ሕጋዊያም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳገመ ህንፀትን ሕየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባነር ሕትመት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳገመ ህንፀትን ሕየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባነር ሕትመት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2017 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ከተማ ፍረወይንን ኣብ ዓመት 2017 ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ መሳሪሒታትን ካልኦት ሃለቕቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2017 8:30 ቅ/ሰዓትቦታፍረወይኒናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ከተማ ፍረወይንን ኣብ ዓመት 2017 ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ መሳሪሒታትን ካልኦት ሃለቕቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (D card Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2017 9:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00 ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (D card Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን /ጋቦን ናይ ዳያኑ/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኣናእሽተይ መሳርሒታት፣ ናይ መኪና ጎማን መጋየፅን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ የካቲት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን /ጋቦን ናይ ዳያኑ/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኣናእሽተይ መሳርሒታት፣ ናይ መኪና ጎማን መጋየፅን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ::