ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ሰሜን ንጠቅላላ ሰራሕተኛታት ቤት ማዛጋጃክ/ከ/ሰሜንን ንደምቢ መኽበርትን ቀረፅን ተጋደልቲ ባጅን መታወቅያን ክነስርሕ ስለ ዝደለና ኩለኩም ዝምልከተኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።