ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት ኣቅሑትን ስራሕቲን : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ደቀቅቲ መሳርሒታት : ናይ ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ መቀያየሪ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን :ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ክፍሊ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ማለት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ክልተ ኣቅሑት ቢሮ ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሓሙሽተ ሕትመት ሽድሽት ኣቅሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲ ዳዕሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ሕትመት ራስጌ ቲተር፣ክቢ ማህተም፣ቲተርን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ሕትመት መሳረሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ንዞባ ደቡብ ማአከላይ ቤት ፍርዲ ዝውዕል ቐዋሚ ንብረት ማለት ውን ኤሌክትሮንክስ ሕትመት ፅሕፈት መሳሪሒን ኣናአሽተይ ኣቅሑትን ፅሬት ኣቅሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቀሑት መሳርሒ ሕትመት: ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንኣባላትን ንሕጊ ተሃነፀትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ካስርሕ ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፦ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 21, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሽራ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህትመት ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናይ ፈርኒቸር ናዉቲ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ