ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፓዳት ሕትመት ክተሓትም ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ወረዳና ዓዴት ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ማለት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ኮምፒተር : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ማካይን ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሪክን ዝኣመሳሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ