ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ሕትመት ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ሕትመት ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ ሕትመት ዉፅኢታት፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፡ ዝተፈላለዩ ናዉትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ _ ኣክሰሰሪን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 20, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ ሕትመት ዉፅኢታት፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፡ ዝተፈላለዩ ናዉትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ _ ኣክሰሰሪን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፓዳት ሕትመት ክተሓትም ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፓዳት ሕትመት ክተሓትም ሰለዝደለየት::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት( ደቀቕቲ ወፃእታት) ኣቕሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቕሕት ፣ ናይ ሕትመት ኣቕሑትን ንማሽን መሸፈኒ ዝውዕል ጨርቅን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት( ደቀቕቲ ወፃእታት) ኣቕሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቕሕት ፣ ናይ ሕትመት ኣቕሑትን ንማሽን መሸፈኒ ዝውዕል ጨርቅን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጉዳይ ምነኣሰይን ስፖርትን ክትግራይ ናይ መኪና ጎማን ሕትመትን ብፕሮፎርማ አወዳዳሪ ከየን ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጉዳይ ምነኣሰይን ስፖርትን ክትግራይ ናይ መኪና ጎማን ሕትመትን ብፕሮፎርማ አወዳዳሪ ከየን ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርምም/ርን ንፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ኣቅሑትን ባትርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2017 11:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርምም/ርን ንፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ኣቅሑትን ባትርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ምህዞ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ሕትመቲ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2017 11:25 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ምህዞ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ሕትመቲ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ መደበኛ HSOን IPFን ካብ CALM በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብብርኪ ጨረታ ንምግዛእ ወይድማ ንምሕታም ብመደብ ሎት መቂሉ ኣጫሪቱ ክዕድግን ክህትምን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሐደን ሎት 50000 ቅርሺ: ንካልኣይ ሎት 25000 ቅርሺ : ንሎት ሰለሰተ 15000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ መደበኛ HSOን IPFን ካብ CALM በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብብርኪ ጨረታ ንምግዛእ ወይድማ ንምሕታም ብመደብ ሎት መቂሉ ኣጫሪቱ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክግልገል/ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክግልገል/ ይደሊ