ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርምም/ርን ንፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ኣቅሑትን ባትርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2017 11:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርምም/ርን ንፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ኣቅሑትን ባትርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ምህዞ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ሕትመቲ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2017 11:25 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ምህዞ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ሕትመቲ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ መደበኛ HSOን IPFን ካብ CALM በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብብርኪ ጨረታ ንምግዛእ ወይድማ ንምሕታም ብመደብ ሎት መቂሉ ኣጫሪቱ ክዕድግን ክህትምን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሐደን ሎት 50000 ቅርሺ: ንካልኣይ ሎት 25000 ቅርሺ : ንሎት ሰለሰተ 15000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ መደበኛ HSOን IPFን ካብ CALM በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብብርኪ ጨረታ ንምግዛእ ወይድማ ንምሕታም ብመደብ ሎት መቂሉ ኣጫሪቱ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክግልገል/ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክግልገል/ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ወረዳና ዓዴት ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ማለት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ኮምፒተር : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ማካይን ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሪክን ዝኣመሳሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2017 5:30 ቅ/ሰዓትቦታፍረወይኒናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ወረዳና ዓዴት ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ማለት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ኮምፒተር : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ማካይን ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሪክን ዝኣመሳሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑትን : ጎማ ናይ መኪና : ኣቅሑት ሕትመት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑትን : ጎማ ናይ መኪና : ኣቅሑት ሕትመት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ባነራት ከሕትምን ናይ መኪና መለዋወጥ ኣቁሒትን ክዕደግን ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ባነራት ከሕትምን ናይ መኪና መለዋወጥ ኣቁሒትን ክዕደግን ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፅሕፈት ኣቁሑት ፣መጋራጃን ናይ ሰራሕተኛታት መታውቕያን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊዩ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 12, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2017 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፅሕፈት ኣቁሑት ፣መጋራጃን ናይ ሰራሕተኛታት መታውቕያን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊዩ::