ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ናዉቲ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ናይ ፖሌቴን ቲዩብ ማለት አዉን ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ : ዝረገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታትን ኣቅሑትን መገጣጠምን :መድሓኒት እንስሳን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናዉቲ ኮምፒተርን ተዛመድትን 5000 ብር : ናይፈልሲ ጣበያ መሳርሒ ሕርሻ 3000 :ንዝርገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታትን መገጣጠምን 3000 :መድሓኒት እንስሳን 4000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም PSAP5 በጀት ዝክፍል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ ታሕታይ ኣደያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬትን :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 6, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 6, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,100.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማ ከባቢኣን ንዝርከብ ሕብረተሰብ ዝዉዕል ዓሚቁ ጉድጎድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮ መካኒካል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ