ተዓፅዩ

ምንዋሕ ምልክታ ጨረታ ኩሉኩም ናይ ሰፕ መርሰቨል ፓምፕታት ምስ ሙሉእ አክሰሰሪኡ ንዕድጊት ሰነድ ጨረታ ገዚእኩምን ትገዝእ እትደልዩን ተጫረቲ ቢሮ ማይ ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝርከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰፕ መርሰቨል ፓምፕታት ምስ ሙለእ አክሰሰሪኡ ዕድጊት ንምፍፃም ብብርኪ ክልል አወዳዲሩ ከስርሕ ብዕለት 8/5/2017 ዓም ብቁፅሪ ማይን ኢነርጅን 15383/27 ብድምፂ ወያነ ተጋዊሑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 9/6/2017 ዓም ምንባሩ ይዝክር

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 17, 2017 3:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ንፈልሺ ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ነንሕድሕዶም 3000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቀሑት መከና ድማ 10000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሐየሎም ኣብ ጣብያና ፅሩይ ዝስተ ማይ ክዝርግሕ ስለዝተደለየ ነዚ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማይ ብንቦ ብናይ ገባሪ ሰናይ ልምዓት ፕሮጀክት ድጋፍ ማለት እዉን ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ፕሮጀክት ክልተ ወይ ድማ DRDIB2 በጀት ዝዕደግ ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ