ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2018 5:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካል ማእኽል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ጓማን ባትሪ መኪና ኣጫቀሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 2, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ስሩዕ በጀት ዕጥቂ ስፖርት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮን: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :ሞትር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ወይድማ ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌከትሪኒክስ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኣርቲኣር ሞተራት ኣቅሑት ስፔር ክምእዉን ኦርቲኣር ሞትር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 40000 : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት 15000 :ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 30000 :ናይ ኣርቲኣር ሞተር ሳይክል 20000 ብር : ናይ ሞትር ኣርቲኣር ስፔር 15000
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s