ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ናይ መኪና እስፔርን ፤ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ናይ መኪና እስፔርን ፤ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንበዓል መዚ ተቖፃፃሪ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንበዓል መዚ ተቖፃፃሪ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ መደበኛ በጀት ዝተረከበ ንናይ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ መኪና ስፔር ጨረታ ኣዉፂኡ ከጫርት ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2018 2:31 ቅ/ሰዓትቦታደጎዓ ተምቤን ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ መደበኛ በጀት ዝተረከበ ንናይ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ መኪና ስፔር ጨረታ ኣዉፂኡ ከጫርት ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ተሽከርከርቲ ታ.ቁ 4- 00479ን 4-00418 Toyota ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ተሽከርከርቲ ታ.ቁ 4- 00479ን 4-00418 Toyota ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካማደርያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካማደርያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ መደበኛ በጀት ንአገልግሎት ኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተራትን መለዋወጢ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታራያ ጨርጨርናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት 5000 : ኣቅሑት ፅሬት 1000 : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን 10000 : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተራትን ቅርሺ 10000 ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ መደበኛ በጀት ንአገልግሎት ኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተራትን መለዋወጢ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና ጎማ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 2, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2018 2:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና ጎማ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2018 10:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣